Alena Media Eritrea Posted on December 17, 2019 by Eritrea Today | By AME – ገለ ሰባት ኣበየናይ ደምበ ከም ዘለዉ ንምፍላጦም ኣጸጋሚ እናኾነ ይኸይድ ኣሎ። ሃበስ ቀደስን ዘይጭቡጥ ወረታት ምዝርጋሕን እንታይ ኣምጽኦ?